Saturday 3 June 2017

ንቐፃልነት ዘለዎ ልምዓት ህወሓት/ኢህወዴግ ንምረፅ



ንቐፃልነት ዘለዎ ልምዓት ህወሓት/ኢህወዴግ ንምረፅ

ህዝብና ብቓልሱ ዝሰገሮም ናይ ዝወደቑ ስርዓታት ጐሓፍ ኣተሓሳስባን ተግባርን ሒዞም ሃገርን ህዝብን ክንመርሕ ኢና ዝብሉ ዘለው ተቓወምቲ ሓይልታት ፅባሕ ነቲ ብቓልሱ ኣረጋጊፁዎ ዘሎ ሰላምን ዴሞክራስን፣ ማዕርነታዊ ሓድነትን ናይ ብሄር
ስሙይ ህያው መራሒና ተጋዳላይ መለስ ዜናዊ
ብሄረሰባትን ህዝብታትን ሕገ መንግስታዊ መሰላትን መንዚዖም ንምጭፍላቕ ንድሕሪት ዘይብሉ ሓረድቲ ጐመድቲ ምዃኖም ተረዲኡ ከም ልማዱ ብድምፁ ክጉሕፎም ይግባእ። 
ስሙይ መራሒና ተጋዳላይ መለስ ዜናዊ ኣብ 2002 ዓ/ም /ድሮ ራብዓይ ሃገራዊ መረፃ/ ከምዝበሎ፣ ጉርድን እኽልን ናይ ምፍላይ ዓቕሚ ዘለዎም ውድብናን ህዝብናን ነዞም ናብ ሕሉፍ ድከትን ውርደትን ክመልሱና ዝጓየዩ ዘለው ናይ ዓመፅን ኪራይ ምእካብን ጉጅለታት ሎም እውን ብሰላማውን ዴሞክራሲያውን ኣገባብ ስዒሮም ውራዮም ከምዝቕፅሉ ኣየጠራጥርን።
ብጋዜጠኛ ተኽለሃይማኖት ገብረመድህን 
ከባህር ዳር

No comments:

Post a Comment

TEKLEHAIMANOT JOCO

በወላይታ ሶዶ ዩኒቨርስቲ የተነሳ የእሳት ቃጠሎ በንብረት ላይ ጉዳት አደረሰ

ወላይታ ሶዶ ዩኒቨርስቲ ከኤሌክትሪክ ኃይል ጋር ተያይዞ ዛሬ በተነሳ የእሳት ቃጠሎ በንብረት ላይ ጉዳት መድረሱን ዩኒቨርስቲው አስታወቀ። በቃጠሎው በሰው ላይ የደረሰ ጉዳት እንደሌለም ተመልክቷል። የዩኒቨርስቲው ...